Source: Getty Imagesኣርእስቲ ጸብጻብ፥ ኣመንቲ እስልምና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ስነስርዓት ምፍጣር ከየካዱ ስለዝተኸልከሉ ምስ ሓይልታት ፀጥታ ተራጺሞም። ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቤተመንግስቲ እታ ሃገር ንስደተኛታት ሶርያ ዓዲሙ ኣብ ዘፍጠረሉ ቅንያት ዩ እዚ ረጽሚ ኣጋጢሙ ዘሎ። ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስደተኛታት ዳግም ንምጥያስ ኣጸጋሚ ከም ዝኾነ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኢትዮጵያ ካብ ፍርያት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ክትረኽቦ ዝሓሰበቶ ኣታዊ ሰደድ ወጻኢ ብከቢድ ከም ንዝተሃስየ ገሊጻ።
ኣርእስቲ ጸብጻብ፥ ኣመንቲ እስልምና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ስነስርዓት ምፍጣር ከየካዱ ስለዝተኸልከሉ ምስ ሓይልታት ፀጥታ ተራጺሞም። ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቤተመንግስቲ እታ ሃገር ንስደተኛታት ሶርያ ዓዲሙ ኣብ ዘፍጠረሉ ቅንያት ዩ እዚ ረጽሚ ኣጋጢሙ ዘሎ። ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስደተኛታት ዳግም ንምጥያስ ኣጸጋሚ ከም ዝኾነ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኢትዮጵያ ካብ ፍርያት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ክትረኽቦ ዝሓሰበቶ ኣታዊ ሰደድ ወጻኢ ብከቢድ ከም ንዝተሃስየ ገሊጻ።