Credit: SBSኤርትራ ድሕሪ ሓድሽ መግለጺታት ኢትዮጵያ ኣጠንቂቓ። ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ብምትኹታኽ ኲናት ከሲሱ ኣሎ። ኣብ ትግራይ ዳግማይ ግጭት ንኸይፍጠር ኹሎም ወገናት ብቕልጡፍ ግጭት ከተሃዳድኡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ፀዊዑ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ፡ ካብ ኢትዮጵያ ዝመጻ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ናብ ክሊ ኣየር ሱዳን ምእታወን ገሊጹ።
Published
Updated
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኤርትራ ድሕሪ ሓድሽ መግለጺታት ኢትዮጵያ ኣጠንቂቓ። ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ብምትኹታኽ ኲናት ከሲሱ ኣሎ። ኣብ ትግራይ ዳግማይ ግጭት ንኸይፍጠር ኹሎም ወገናት ብቕልጡፍ ግጭት ከተሃዳድኡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ፀዊዑ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ፡ ካብ ኢትዮጵያ ዝመጻ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ናብ ክሊ ኣየር ሱዳን ምእታወን ገሊጹ።
Check out our podcast collection here