Source: Getty Imagesኣርእስታት ጸብጻብ ኤርትራን ቻይናን ንሓበራዊ ረብሓ ኣብ ክልትኣዊ፣ ዞባውን ዓለምለኻዊን ጉዳያት ብሓንሳብ ክሰርሓ ተሰማሚዐን። ካብ መዝነቶም ከም ዝወርዱ ዝንገረሎም ዘሎ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ኩናት መፍትሒ ንምእላሽ ሎሚ ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ። ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ዝጥረዙ ተጋሩ ግዳያት መጭወይትን መጥቃትን ይኾኑ ከም ዘለዉ ሂዩውማን ራይትስ ዎች ኣቃሊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ መድሓኒት ከይኣቱ ብምኽልካሉ ክሓውዩ ዝኽእሉ ሰባት ኣብ ኢዶም ይሞቱ ከም ዘለዉ ሓካይም ተዛሪቦም።
ኣርእስታት ጸብጻብ ኤርትራን ቻይናን ንሓበራዊ ረብሓ ኣብ ክልትኣዊ፣ ዞባውን ዓለምለኻዊን ጉዳያት ብሓንሳብ ክሰርሓ ተሰማሚዐን። ካብ መዝነቶም ከም ዝወርዱ ዝንገረሎም ዘሎ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ኩናት መፍትሒ ንምእላሽ ሎሚ ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ። ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ዝጥረዙ ተጋሩ ግዳያት መጭወይትን መጥቃትን ይኾኑ ከም ዘለዉ ሂዩውማን ራይትስ ዎች ኣቃሊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ መድሓኒት ከይኣቱ ብምኽልካሉ ክሓውዩ ዝኽእሉ ሰባት ኣብ ኢዶም ይሞቱ ከም ዘለዉ ሓካይም ተዛሪቦም።