SKIP TO MAIN CONTENT

ቻይና ሕማም ንምክልኻል ኮሮናቫይረስ ንኣፍሪቃ ክትሕዝ ሰብ ሞያ ጥዕና ትልእኽ: ናይ ልቓሕ ሩፍታ ክትህብ’ውን ትሸባሸብ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

China's help African countries to cope with Corona Virus
Source: Getty Images

ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ምስ ኣብ ኣብ ካለኦት ከባቢታት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ቢሮ ጥዕና ትግራይን ገለ ሃብታማት ትግራይን ተሓጋጊዞም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ይሕግዙ። ቁጽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 85 በጺሑ። ኣብ ኣፍሪቃ ከኣ ልዕሊ 16,000 ሰባት ተለኺፎም፣ ልዕሊ 3000 ሰባት ሓውዮም ልዕሊ 800 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ምስ ኣብ ኣብ ካለኦት ከባቢታት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ቢሮ ጥዕና ትግራይን ገለ ሃብታማት ትግራይን ተሓጋጊዞም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ይሕግዙ። ቁጽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 85 በጺሑ። ኣብ ኣፍሪቃ ከኣ ልዕሊ 16,000 ሰባት ተለኺፎም፣ ልዕሊ 3000 ሰባት ሓውዮም ልዕሊ 800 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now