SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ክልል ትግራይን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ከውሊ ፀሓይ: ንምርምር አስትሮፊዝከስ ኢትዮጵያ ዘተባብዕ እዩ ተባሂሉ፡፡

SBS Tigrinya News
Source: EBC

ጸብጻብ ልኡኽና፥ 20 ሰነ 2020 ዓ.ም መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ብኽብሪ ተዘኪራ ኣብ ክልል ትግራይ ከባቢ ኣላማጣን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ዓለም ዝተኸስተ ከውሊ ፀሓይ ንምርምር አስትሮፊዝከስ ኢትዮጵያ ዘተባብዕ እዩ ተባሂሉ፡፡ ፍርቂ ከውሊ ፀሓይ ድሕሪ 50 ዓመታት ምሉእ ከውሊ ፀሓይ ከኣ ድሕሪ 144 ዓመታት ከም ዝኽሰት እቶም ተመራመርቲ ይዛረቡ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ቁፅሪ ብኮሮና ባይረስ ዝልከፉ ይውስኽ፡፡ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣባልነት ክፍሊት ብዘይምኽፋላ ካብ ሕብረት ኣፍሪካ ትእገድ፡፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጸብጻብ ልኡኽና፥ 20 ሰነ 2020 ዓ.ም መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ብኽብሪ ተዘኪራ ኣብ ክልል ትግራይ ከባቢ ኣላማጣን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ዓለም ዝተኸስተ ከውሊ ፀሓይ ንምርምር አስትሮፊዝከስ ኢትዮጵያ ዘተባብዕ እዩ ተባሂሉ፡፡ ፍርቂ ከውሊ ፀሓይ ድሕሪ 50 ዓመታት ምሉእ ከውሊ ፀሓይ ከኣ ድሕሪ 144 ዓመታት ከም ዝኽሰት እቶም ተመራመርቲ ይዛረቡ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ቁፅሪ ብኮሮና ባይረስ ዝልከፉ ይውስኽ፡፡ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣባልነት ክፍሊት ብዘይምኽፋላ ካብ ሕብረት ኣፍሪካ ትእገድ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now