SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ገለ ሃገራት ኣውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ደቆምን መጻምድቶምን ንምጥርናፍ ብድሆ ኣጋጢምዎም ከምዘሎ ገሊጾም።

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ፡ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣመሪካን ውሕሃን ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ መግቢ ድሕሪ ምቁራጾም ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ብጥምየት ምሟቶም ተገሊጹ። ኣብ ገለ ሃገራት ኣውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ደቆምን መጻምድቶምን ንምጥርናፍ ብድሆ ኣጋጢምዎም ከምዘሎ ገሊጾም። ካብ እንግሊዝ ንሓደ ስደተኛ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምፍናው ዝግበር ወጻኢታት ካብቲ ኣብታ ሃገር ዘጽንሖ ከም ዝውስኽ ተገሊፁ ኣብ ሶማልያ ዝርከቡ ወተሃደራት ሕብረት ኣፍሪቃ መዓስከራቶም ኣረኪቦም። ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ትካሉ ሓዱሽ ሓላፊ ሸይሙሉ።

Published

Presented by Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ፡ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣመሪካን ውሕሃን ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ መግቢ ድሕሪ ምቁራጾም ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ብጥምየት ምሟቶም ተገሊጹ። ኣብ ገለ ሃገራት ኣውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ደቆምን መጻምድቶምን ንምጥርናፍ ብድሆ ኣጋጢምዎም ከምዘሎ ገሊጾም። ካብ እንግሊዝ ንሓደ ስደተኛ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምፍናው ዝግበር ወጻኢታት ካብቲ ኣብታ ሃገር ዘጽንሖ ከም ዝውስኽ ተገሊፁ ኣብ ሶማልያ ዝርከቡ ወተሃደራት ሕብረት ኣፍሪቃ መዓስከራቶም ኣረኪቦም። ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ትካሉ ሓዱሽ ሓላፊ ሸይሙሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now