SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ: ግብጽን ሱዳንን መጥቃዕቲ ክኸፍታ ከም ዝኽእላ ካብ ምሕንሓን ሓሊፈን ወተሃደራዊ ስምምዕ ተፈራሪመን ክትብል ኣብ ባይቶ ፀጥታ ሕ/ሃ ከሲሳ።

Homeland News
Source: Getty Images

ብተወሳኺ፥ ባይቶ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ህወሓትን ሸኔን ኣብ መዝገብ ግብረራዕዲ ክሰፍሩ እማመ ኣውጺኡ። ተንታኒ ፖለቲካ ኣወል ቃሲም ብወገኑ "ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንሸኔን ህወሓትን ኣብ መዝገብ ግብረራዕዲ ክሰፍሩ ዘውጽኦ እማመ ፖለቲካዊ ፀገም ብኩናትን ግጭትን ክቕጽል ዘለዎ ድሌት ብንጹር ዘርኢ እዩ። " ብምባል ተቓዊምዎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብተወሳኺ፥ ባይቶ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ህወሓትን ሸኔን ኣብ መዝገብ ግብረራዕዲ ክሰፍሩ እማመ ኣውጺኡ። ተንታኒ ፖለቲካ ኣወል ቃሲም ብወገኑ "ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንሸኔን ህወሓትን ኣብ መዝገብ ግብረራዕዲ ክሰፍሩ ዘውጽኦ እማመ ፖለቲካዊ ፀገም ብኩናትን ግጭትን ክቕጽል ዘለዎ ድሌት ብንጹር ዘርኢ እዩ። " ብምባል ተቓዊምዎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now