SKIP TO MAIN CONTENT

ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ወድባት ኤርትራ ሃገሮም ካብ ናይ ሉኣለውነት ሓደጋ ንምድሓን ኣብ ሓድነት ክሰምሩ ይውጥኑ፡፡(ኻብ ኣርእስታት ዜና)

SBS Tigrinya News
Source: Supplied

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ምርጫ ዘይኮነስ ኣብ ግዴታዊ ጠለብ ከም ዝኾነ ፕረዝደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሱዳን ምዝራቦም፡፡ ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ወድባት ኤርትራ ሃገሮም ካብ ናይ ሉኣለውነት ሓደጋ ንምድሓን ኣብ ሓድነት ክሰምሩ ይውጥኑ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝልከፉ ሰባት እናወሰኸ ይኸይድ፡፡ ኢትዮጵያ ብማዕኸናት ዜና ግብፂ ተሰኒዑ ኣብ ብዙሓት ማዕኸናት ዜና ዓለም ዝተጋውሐ ስምምዕ ከይተፈፀመ ግድብ ህዳሴ ማይ ክመልእ ኣይመልእን ዝብል ሓበሬታ ጌጋ እዩ ብምባል እቲ ግድብ ኣብቲ መደብ ዝወፀሉ ጊዜ ማይ ከም ክትመልኦ ከም ትጅምር ተፍልጥ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ኪሎ ግራም ቡን ብ407 ዶላር ወይ 13 ሽሕን 838 ብር ተሸይጡ፡፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ምርጫ ዘይኮነስ ኣብ ግዴታዊ ጠለብ ከም ዝኾነ ፕረዝደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሱዳን ምዝራቦም፡፡ ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ወድባት ኤርትራ ሃገሮም ካብ ናይ ሉኣለውነት ሓደጋ ንምድሓን ኣብ ሓድነት ክሰምሩ ይውጥኑ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝልከፉ ሰባት እናወሰኸ ይኸይድ፡፡ ኢትዮጵያ ብማዕኸናት ዜና ግብፂ ተሰኒዑ ኣብ ብዙሓት ማዕኸናት ዜና ዓለም ዝተጋውሐ ስምምዕ ከይተፈፀመ ግድብ ህዳሴ ማይ ክመልእ ኣይመልእን ዝብል ሓበሬታ ጌጋ እዩ ብምባል እቲ ግድብ ኣብቲ መደብ ዝወፀሉ ጊዜ ማይ ከም ክትመልኦ ከም ትጅምር ተፍልጥ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ኪሎ ግራም ቡን ብ407 ዶላር ወይ 13 ሽሕን 838 ብር ተሸይጡ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now