SKIP TO MAIN CONTENT

መራሕቲ ክ/ትግራይን መራሕቲ ፈደ/ኢትዮጵያን ነቲ ህድእ ኢሉ ዝጸንሐ ኩናት ክቕጽሉዎ ቅድመኩነት የቐምጡ ኣለዉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስተ ዜና፥ ቱርኪ ንሰላምን ርግኣትን ኢትዮጵያ ክትሕግዝ ቅርብቲ ከም ዝኾነት ኣፍሊጣ። ዩናይትድ ዓረብ ኤሚረትስ ብወገና 35 ቶን ረድኤት መግቢ ናብ ትግራይ ኣብጺሓ። ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ ፍሉይ ሓይሊ ናይቲ ክልል ኮነ ተባሂሉ ክብተን ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ከሲሶም። እቶም ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ መዝነቶም ተኣልዮም ካልእ መዝነት ተዋሂቡዎ ዝተሓሰሙ መራሒ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ኢትዮጵያ ደገፍቲ ህወሓት ዝኾኑ ኣዘዝቲ ኣለዉ ኢሎም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስተ ዜና፥ ቱርኪ ንሰላምን ርግኣትን ኢትዮጵያ ክትሕግዝ ቅርብቲ ከም ዝኾነት ኣፍሊጣ። ዩናይትድ ዓረብ ኤሚረትስ ብወገና 35 ቶን ረድኤት መግቢ ናብ ትግራይ ኣብጺሓ። ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ ፍሉይ ሓይሊ ናይቲ ክልል ኮነ ተባሂሉ ክብተን ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ከሲሶም። እቶም ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ መዝነቶም ተኣልዮም ካልእ መዝነት ተዋሂቡዎ ዝተሓሰሙ መራሒ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ኢትዮጵያ ደገፍቲ ህወሓት ዝኾኑ ኣዘዝቲ ኣለዉ ኢሎም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now