Source: Ethiopian Airlinesኣርእስታት፡ ሽምግልና ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ብወገን ትግራይ እወንታዊ ውጽኢት ከም ዝተረኽበሉ ተገሊጹ፥ ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጥታት ምሕዳር ትቕጽል፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 1 ቢልዮን ዶላር ይኸስር፥ ሓላፊ ኮርፖሬሽን ብርካስቲንግ ኢትዮጵያ ( ኢቢሲ) ቋንቋ ትግርኛ ፖለቲካዊ ጸቕጢ ይወርደና ኣሎ ብዝብል መዝነቱ ከም ዝጠንጠነ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 3759 በጺሑ። ኣብ ትግራይ ካብ 160 ሰባት ሓሊፉ። ቁጽሪ ኣብ ኤርትራ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 131 በጺሑ። ኢትዮጵያ ብጣልያን ክትውረር ዘተባብዐን ጓል 12 ዓመታት ኤርትራዊት ሰበይቱ ክትከውን ካብ ኤርትራ ዝወሰደን ጣልያናዊ ጋዜጠኛ ህይወቱ ካብ ዝሓልፍ ድሕሪ 19 ዓመታት ተቓወምቲ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ኣብ መቓብሩ ውግዘት ጺሒፎምሉ።
ኣርእስታት፡ ሽምግልና ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ብወገን ትግራይ እወንታዊ ውጽኢት ከም ዝተረኽበሉ ተገሊጹ፥ ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጥታት ምሕዳር ትቕጽል፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 1 ቢልዮን ዶላር ይኸስር፥ ሓላፊ ኮርፖሬሽን ብርካስቲንግ ኢትዮጵያ ( ኢቢሲ) ቋንቋ ትግርኛ ፖለቲካዊ ጸቕጢ ይወርደና ኣሎ ብዝብል መዝነቱ ከም ዝጠንጠነ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 3759 በጺሑ። ኣብ ትግራይ ካብ 160 ሰባት ሓሊፉ። ቁጽሪ ኣብ ኤርትራ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት 131 በጺሑ። ኢትዮጵያ ብጣልያን ክትውረር ዘተባብዐን ጓል 12 ዓመታት ኤርትራዊት ሰበይቱ ክትከውን ካብ ኤርትራ ዝወሰደን ጣልያናዊ ጋዜጠኛ ህይወቱ ካብ ዝሓልፍ ድሕሪ 19 ዓመታት ተቓወምቲ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ኣብ መቓብሩ ውግዘት ጺሒፎምሉ።