Source: Getty Imagesሱዳን ኣብ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ግዝኣታ ሰዓታት እቶ እቶ ኣዊጃ። ኣሜሪካን ግብጽን ብዛዕባ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ከምዝተዘራረባ ተሓቢሩ። ትካል ሜትሮሎጂ ትግራይ ኣብ ዝበዝሕ ክፋል ናይታ ክልል ጽቡቕ ዝናብ ይቕጽል ከምዘሎ ሓቢሩ። ኣብ ኤርትራ ሕጽረት ኤለትሪክን ማይን ኣብ ዘሻቕል ኩነታት ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ፣
ሱዳን ኣብ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ግዝኣታ ሰዓታት እቶ እቶ ኣዊጃ። ኣሜሪካን ግብጽን ብዛዕባ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ከምዝተዘራረባ ተሓቢሩ። ትካል ሜትሮሎጂ ትግራይ ኣብ ዝበዝሕ ክፋል ናይታ ክልል ጽቡቕ ዝናብ ይቕጽል ከምዘሎ ሓቢሩ። ኣብ ኤርትራ ሕጽረት ኤለትሪክን ማይን ኣብ ዘሻቕል ኩነታት ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ፣