Credit: Timon Reinhard/Unsplashኢትዮጵያ ንዘዕቖበቶም ስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቝባን ዝነደፈቶ "ምሕዋስ' ዝተሰምየ ሃገራዊ ንድፊ ወግዓዊ ገይራ። ልኡኽ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት (ኦቻ) ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ተዘራሪቡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ከም "ናይ ጂኦፖለቲካዊ ውድድር" ከረአ የብሉን ኢሉ። ህወሓት፡ ነቲ ብኣመሪካ ዝተነብረ እገዳ ቪዛ 'ዘይሚዛናውዊ' ብምባል ነጺጉዎ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኢትዮጵያ ንዘዕቖበቶም ስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቝባን ዝነደፈቶ "ምሕዋስ' ዝተሰምየ ሃገራዊ ንድፊ ወግዓዊ ገይራ። ልኡኽ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት (ኦቻ) ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ተዘራሪቡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ከም "ናይ ጂኦፖለቲካዊ ውድድር" ከረአ የብሉን ኢሉ። ህወሓት፡ ነቲ ብኣመሪካ ዝተነብረ እገዳ ቪዛ 'ዘይሚዛናውዊ' ብምባል ነጺጉዎ።
Check out our podcast collection here