Source: Getty Imagesጥምየት ኣብ ትግራይ ክሳብ ሰብ ዝመውት ይኸብድ ኣሎ። ሰራዊት ሱዳን ንመሬት ኢትዮጵያ ክሕዞ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብዪ ፈቒዱ ከም ዝተብሃለ መዓስከር ስደተኛታት ከም ዝተደብደበ ክሳብ ሰለስተ ሽሕ ዝበጽሕ ሰራዊት ሶማል ኣብ ትግራይ ኣብ ዘሎ ውግእ ከም ዝተሳተፈ ተገሊጹ። ኣሜሪካ ሰራዊታ ካብ ሶማል ተውጽእ ኣላ
ጥምየት ኣብ ትግራይ ክሳብ ሰብ ዝመውት ይኸብድ ኣሎ። ሰራዊት ሱዳን ንመሬት ኢትዮጵያ ክሕዞ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብዪ ፈቒዱ ከም ዝተብሃለ መዓስከር ስደተኛታት ከም ዝተደብደበ ክሳብ ሰለስተ ሽሕ ዝበጽሕ ሰራዊት ሶማል ኣብ ትግራይ ኣብ ዘሎ ውግእ ከም ዝተሳተፈ ተገሊጹ። ኣሜሪካ ሰራዊታ ካብ ሶማል ተውጽእ ኣላ