SKIP TO MAIN CONTENT

ሓይልታት ትግራይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ገበናት ኩናት ክዳረግ ዝኽእል ግህሰት ፈጺሞም ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸብጺቡ።

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ ብራስለስ ኣትዩ። በዓል መዚ ሓለዋ ሓድግታት ኢትዮጵያ እቶም ኣብዚ ቅንያት ካብ ትግራይ ከም ዝተሰርቁ ዝእመነሎም ብኦንላይን ክሽየጡ ዝወጹ ጥንታውያን ሓድግታት ካብ ኤርትራ ዝተሰርቁ ከይኮኑ ኣይተፉን ዝብል መብርሂ ሂቡሎም። መንግስቲ ክልል ኦሮምያ ብሽም ኢትዮጵያዊነት ህዝቢ ምስ ህዝቢ የገራጭዉ ኣለዉ ንዝበሎም ማዕኸናት ዜና ኣጠንቂቑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ህጹጽ እዋን ዝተኣሰሮም ሰባት ክፈትሕ ኣሜሪካ ፀዊዓ። ሓይልታት ኣምሓራ ኣብቲ ክልል ፍሉይ ዞባ ኦሮሞ ንዝነበሩ ሰላማውያን ዜጋታት ብሕቡእ ብኣልማማ ይቕትሉ ከም ዘለዉ ዝገልጽ ጸብጻብ ይቃላሕ ኣሎ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ ብራስለስ ኣትዩ። በዓል መዚ ሓለዋ ሓድግታት ኢትዮጵያ እቶም ኣብዚ ቅንያት ካብ ትግራይ ከም ዝተሰርቁ ዝእመነሎም ብኦንላይን ክሽየጡ ዝወጹ ጥንታውያን ሓድግታት ካብ ኤርትራ ዝተሰርቁ ከይኮኑ ኣይተፉን ዝብል መብርሂ ሂቡሎም። መንግስቲ ክልል ኦሮምያ ብሽም ኢትዮጵያዊነት ህዝቢ ምስ ህዝቢ የገራጭዉ ኣለዉ ንዝበሎም ማዕኸናት ዜና ኣጠንቂቑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ህጹጽ እዋን ዝተኣሰሮም ሰባት ክፈትሕ ኣሜሪካ ፀዊዓ። ሓይልታት ኣምሓራ ኣብቲ ክልል ፍሉይ ዞባ ኦሮሞ ንዝነበሩ ሰላማውያን ዜጋታት ብሕቡእ ብኣልማማ ይቕትሉ ከም ዘለዉ ዝገልጽ ጸብጻብ ይቃላሕ ኣሎ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now