ህወሓት ዳግም ሕጋዊ ኣፍልጦ ክረክብ ዘኽእል መመሓየሺ ኣዋጅ ጸዲቝ ናብ ባይቶ ተመሪሑ። ኢትዮጵያ ካብ ናይ ኲናት ዕንወት ክትሓዊ 44 ቢልዮን ዶላር ከም ዘድልያ ተገሊጹ። ሰብመዚ ጸጥታ ኤርትራ ንሰዓብቲ ወንጌላውያን ኣብያተ-ክርስትያን ማእሰርቲ ይቕጽልዎ ከምዘለዉ ተገሊጹ ኣመሪካውያን ወተሃደራዊ ክኢላታት ምምካን ፈንጂ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም።
Share

Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Share this with family and friends
