PM Ethiopia Abiy Ahmed and US State Secretary Mick Pompoyo Source: Twitterእርእስታት ጸብጻብ፥ #ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ህዝቢ ኣንበጣ ምድረበዳ ኣብ ከባቢኡ ከይዓርፍ ነቒሑ ክከታተል ተማሕጺኑ። #ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ትህቦ ዝነበረ ሓገዝ ብፍርቂ ክንኪ ወሲና። #ኣብ ትግራይ ልዕሊ 2.7 ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ክልላዊ መረጻ ከድምጽ ተመዝጊቡ። #ኮሚሽን ፀረ ብልሽውና ኢትዮጵያ ሃብተገነትና ኣይነመዝግብን ንዝበሉ ሰብ መዚ መንግስቲ ክተሓዙ ከም ዝወሰነ ገሊጹ።
እርእስታት ጸብጻብ፥ #ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ህዝቢ ኣንበጣ ምድረበዳ ኣብ ከባቢኡ ከይዓርፍ ነቒሑ ክከታተል ተማሕጺኑ። #ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ትህቦ ዝነበረ ሓገዝ ብፍርቂ ክንኪ ወሲና። #ኣብ ትግራይ ልዕሊ 2.7 ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ክልላዊ መረጻ ከድምጽ ተመዝጊቡ። #ኮሚሽን ፀረ ብልሽውና ኢትዮጵያ ሃብተገነትና ኣይነመዝግብን ንዝበሉ ሰብ መዚ መንግስቲ ክተሓዙ ከም ዝወሰነ ገሊጹ።