Source: Getty Imagesሓይልታት ትግራይ ንስትራተጂያዊት ከተማ ወልድያ ተቖጻጺሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 74 መኮንናት ሰራዊት ትግራይ ክሲ ከም ዝመስረተ ኣፍሊጡ። ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ትግራይ ዝርከብ ህዝቢ ቀረብ መድሃኒት ስለዘይብሉ ንሕማማት ዝቃልዐሉ ተርእዮ ከቢድ ክኸውን ይኽእል እዩ ክብል ኣጠንቂቑ። ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ቁጽሪ ኣብ ትግራይ ዝተቐትሉ ኤርትራውያን ስደተኛታት 6 ከም ዝኾነ ገሊጹ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።
ሓይልታት ትግራይ ንስትራተጂያዊት ከተማ ወልድያ ተቖጻጺሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 74 መኮንናት ሰራዊት ትግራይ ክሲ ከም ዝመስረተ ኣፍሊጡ። ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ትግራይ ዝርከብ ህዝቢ ቀረብ መድሃኒት ስለዘይብሉ ንሕማማት ዝቃልዐሉ ተርእዮ ከቢድ ክኸውን ይኽእል እዩ ክብል ኣጠንቂቑ። ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ቁጽሪ ኣብ ትግራይ ዝተቐትሉ ኤርትራውያን ስደተኛታት 6 ከም ዝኾነ ገሊጹ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።