Credit: Timon Reinhard/Unsplashፕረዚደንት ኢራን መስዑድ ፐዘሽኪያን ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ተራኺቡ ዘትዩ። ኣብ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ተገሊጹ ኢትዮጵያ ኣብ ሕሱም ድኽነት ዝርከብ ዝበዝሐ ህዝቢ ካብ ዘለወን ሃገራት ክትከውን ከላ ኤርትራ ብወገና ዝዓበየ ዕዳ መንግስቲ ካብ ዘለወን 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ ኣላ። ኣብ ትግራይ ንህንፀት ፕሮጀክት ኬሚካል ኢንዱስትሪ ደጀና ኮንትራት ዝሓዘ ኩባንያ ቻይና CEC ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምር ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ ተባሂሉ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ መጭወይቲ ዜጋታት ገዲዱ ከም ዝቐጸለ ኣፍሊጡ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ፕረዚደንት ኢራን መስዑድ ፐዘሽኪያን ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ተራኺቡ ዘትዩ። ኣብ ዓለም፣ 1.1 ቢልዮን ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ከምዝነብር ተገሊጹ ኢትዮጵያ ኣብ ሕሱም ድኽነት ዝርከብ ዝበዝሐ ህዝቢ ካብ ዘለወን ሃገራት ክትከውን ከላ ኤርትራ ብወገና ዝዓበየ ዕዳ መንግስቲ ካብ ዘለወን 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ ኣላ። ኣብ ትግራይ ንህንፀት ፕሮጀክት ኬሚካል ኢንዱስትሪ ደጀና ኮንትራት ዝሓዘ ኩባንያ ቻይና CEC ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምር ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ ተባሂሉ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ መጭወይቲ ዜጋታት ገዲዱ ከም ዝቐጸለ ኣፍሊጡ።