SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ኣብዚ ሰላሳ ዓመት ዘይተራእየ ደርቂ ን7 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባዪ ረድኤት ገይሩ ኣሎ ተባሂሉ።

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስቲ ዜና፥ ኢትዮጵያ ካብ ግድብ ህዳሴ 375 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤለክትሪክ ክትረክብ ከም ዝጀመረት ኣፍሊጣ። ግብጽን ሱዳንን ብወገነ እታ ሃገር ንስሉሳዊ ስምምዕ 2015 ጥሒሳ ብምባል ይቃወምኦ ኣለዋ። ኤርትራ: ዞባውን ዓለማውን ምዕባለታት ጥዕና ዝያዳ ክትሰርሐሉ ከም ዝተበገሰት ሚንስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ኣብዚ ሰላሳ ዓመት ዘይተራእየ ደርቂ ን7 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባዪ ረድኤት ገይሩ ኣሎ ተባሂሉ። ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኬንያን ብሽፋን ሃይማኖት ከብጽሖ ዝኽእል መጠን ስግኣት መጥቃዕቲ ናብ 17% ከም ዝበረኸ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣቶ ደመቀ መኮነን ንኢትዮጵያ ዘጓነየ ዝበሉዎ ፎረም ቀይሕ ባሕሪ ብምቅዋም ኢትዮጵያ ትርከበሉ ሓዱሽ ሕብረት ክቐውም ጸዊዖም። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስቲ ዜና፥ ኢትዮጵያ ካብ ግድብ ህዳሴ 375 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤለክትሪክ ክትረክብ ከም ዝጀመረት ኣፍሊጣ። ግብጽን ሱዳንን ብወገነ እታ ሃገር ንስሉሳዊ ስምምዕ 2015 ጥሒሳ ብምባል ይቃወምኦ ኣለዋ። ኤርትራ: ዞባውን ዓለማውን ምዕባለታት ጥዕና ዝያዳ ክትሰርሐሉ ከም ዝተበገሰት ሚንስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ኣብዚ ሰላሳ ዓመት ዘይተራእየ ደርቂ ን7 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባዪ ረድኤት ገይሩ ኣሎ ተባሂሉ። ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኬንያን ብሽፋን ሃይማኖት ከብጽሖ ዝኽእል መጠን ስግኣት መጥቃዕቲ ናብ 17% ከም ዝበረኸ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣቶ ደመቀ መኮነን ንኢትዮጵያ ዘጓነየ ዝበሉዎ ፎረም ቀይሕ ባሕሪ ብምቅዋም ኢትዮጵያ ትርከበሉ ሓዱሽ ሕብረት ክቐውም ጸዊዖም። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now