SKIP TO MAIN CONTENT

ፍ/ልኡኽ ኣሜሪካን ሚ/ር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኣብ ኢትዮጵያን ግብጽን ዝርከብአን ሃገራት በበይኑ ዑደት የካዱ ኣለዉ።

Homeland News
Source: Getty Images

ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ኤርትራውያን ኣብ ትግራይ ዘሎ ዓፀቦ ንምቅላል ዝገብሩዎ ዘለዉ ሓገዛት ምስግና ቀሪቡሎም። ፍ/ልኡኽ ኣሜሪካን ሚ/ር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኣብ ኢትዮጵያን ግብጽን ዝርከብአን ሃገራት በበይኑ ዑደት የካዱ ኣለዉ። ኣብ መስመር ኢትዮ-ጁቡቲ ሓሙሽተ መራሕቲ መካይን ፅዕነት ተቐቲሎም። ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ኣብ 12 ኣዋርሕ ልዕሊ 1100 ሲቪል ሰባት ተቐቲሎም። ዕዳ ኢትዮጵያ ኣብቶም ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት (ብዕጽፊ) ካብ 28 ቢልዮን ናብ 56 ቢልዮን ዶላር ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ኤርትራውያን ኣብ ትግራይ ዘሎ ዓፀቦ ንምቅላል ዝገብሩዎ ዘለዉ ሓገዛት ምስግና ቀሪቡሎም። ፍ/ልኡኽ ኣሜሪካን ሚ/ር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኣብ ኢትዮጵያን ግብጽን ዝርከብአን ሃገራት በበይኑ ዑደት የካዱ ኣለዉ። ኣብ መስመር ኢትዮ-ጁቡቲ ሓሙሽተ መራሕቲ መካይን ፅዕነት ተቐቲሎም። ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ኣብ 12 ኣዋርሕ ልዕሊ 1100 ሲቪል ሰባት ተቐቲሎም። ዕዳ ኢትዮጵያ ኣብቶም ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት (ብዕጽፊ) ካብ 28 ቢልዮን ናብ 56 ቢልዮን ዶላር ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now