SKIP TO MAIN CONTENT

ዘተ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ሰልፊታት ፖለቲካ ብዛዕባ ምርጫ ክልል ትግራይ (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland
Source: EBC

ኣብ ኤርትራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ብዝጥዕም መንገዲ ክኽበር ተወሲኑ ድሕሪ እቲ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ምርጫ ትግራይ ዘሻቕል ነገር ከም ዘይብሉ ምዝራቡ ኣብቲ ምርጫ ስጉምቲ ዝውሰደሉ ዛዕባ ተመያይጡ ተባሂሉ። ውድብ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ዓፈናታት መንግስቲ ትግራይ ተጻዊረ ኣብ መረጻ ክሳተፍ የ ኢሉ ማሕበራዊ ልምዓት ትግራይ ኣብዚ ዓመት ዕዉት ስራሕቲ ከም ዝዓመመት ኣፍሊጣ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኤርትራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ብዝጥዕም መንገዲ ክኽበር ተወሲኑ ድሕሪ እቲ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ምርጫ ትግራይ ዘሻቕል ነገር ከም ዘይብሉ ምዝራቡ ኣብቲ ምርጫ ስጉምቲ ዝውሰደሉ ዛዕባ ተመያይጡ ተባሂሉ። ውድብ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ዓፈናታት መንግስቲ ትግራይ ተጻዊረ ኣብ መረጻ ክሳተፍ የ ኢሉ ማሕበራዊ ልምዓት ትግራይ ኣብዚ ዓመት ዕዉት ስራሕቲ ከም ዝዓመመት ኣፍሊጣ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now