SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ትግራይ ከይዕረቕ 'መንግስቲ ኤርትራ ዕንቅፋት ኮይኑኒ ኣሎ።' ከምዝበለ ተሰሚዑ።

Homeland News
Source: Getty Images

ብልጽግና ዝርከበሉ ባይቶ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኲናት ጠጠው ክብል ጸዊዑ ተባሂሉ። ን12 ኣዋርሕ ብዘይፖሊስ ዝጸንሓት ትግራይ ሓደስቲ ዕሉማት ኣመሪቓ። መጠን ዕቤት ሆቴል ቱሪዝም ኢትዮጵያ ብ29 ሚኢታዊት ነክዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብልጽግና ዝርከበሉ ባይቶ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኲናት ጠጠው ክብል ጸዊዑ ተባሂሉ። ን12 ኣዋርሕ ብዘይፖሊስ ዝጸንሓት ትግራይ ሓደስቲ ዕሉማት ኣመሪቓ። መጠን ዕቤት ሆቴል ቱሪዝም ኢትዮጵያ ብ29 ሚኢታዊት ነክዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now