Source: Getty Imagesካልኦት ኣርእስታት፥ ኣሜሪካ፣ ሕጂውን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ሓቲታ። ብካልእ ዜና ሃገራት ኣፍሪቃ ንሩስያ ክኹንና ፀዊዓ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ሞንጎ ዕጡቓት መንግስትን ፋኖ ብዝብል ስም ዝጽዉዑ ዕጡቓትን ብዝተወለዐ ጎንጺ ሓደ መራሒ ፋኖ ተቐቲሉ፣ ብዙሓት ውን ከም ዝተኣስሩ ተሓቢሩ። ብካልእ ዜና፣ ኣብ ክልል ብንሻጉል ጊሙዝ 12 ተጋሩ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ከም ዝተረሸኑ ተሰሚዑ። ምምሕዳር ሲዳማ ኣስታት150 ሓለፍቲ መንግስቲ ካብ ስራሕ ሰጒጉ ንካልኦት ልዕሊ 200 ሓለፍቲ ድሚ መጠንቀቕታ ሂቡ።
ካልኦት ኣርእስታት፥ ኣሜሪካ፣ ሕጂውን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ሓቲታ። ብካልእ ዜና ሃገራት ኣፍሪቃ ንሩስያ ክኹንና ፀዊዓ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ሞንጎ ዕጡቓት መንግስትን ፋኖ ብዝብል ስም ዝጽዉዑ ዕጡቓትን ብዝተወለዐ ጎንጺ ሓደ መራሒ ፋኖ ተቐቲሉ፣ ብዙሓት ውን ከም ዝተኣስሩ ተሓቢሩ። ብካልእ ዜና፣ ኣብ ክልል ብንሻጉል ጊሙዝ 12 ተጋሩ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ከም ዝተረሸኑ ተሰሚዑ። ምምሕዳር ሲዳማ ኣስታት150 ሓለፍቲ መንግስቲ ካብ ስራሕ ሰጒጉ ንካልኦት ልዕሊ 200 ሓለፍቲ ድሚ መጠንቀቕታ ሂቡ።