ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዞባዊ ናፃ ንግዲ ኣፍሪካ ዕውት ክኸውን ንምድጋፍ ድልዊ ምዃኑ ገሊጹ።

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዞባዊ ናፃ ንግዲ ኣፍሪካ ዕውት ክኸውን ንምድጋፍ ድልዊ ምዃኑ ገሊጹ። ኤርትራ ካብዚ ኣኼባ ነጻ ዞባዊ ንግዲ ኣፍሪቃ ከም ዝቦኸረት ተሓቢሩ ኣሎ። "ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ወፍሪ ጀኖሳይድ ተኻይዱ እዩ።" ክብል ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ትግራይ ገሊጹ። ተቓወምቲ ውድባት ፖለቲካ ትግራይ ኣብ ውክልና ጊዝያዊ መንግስቲ ተቓውሞ ኣስሚዖም። "ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን 200 ኪ.ሜ ኣትዮምና" ክብሉ ኣባላት ፓርላማ ኢትዮጵያ ከሲሶም። ሕብረት ኣፍሪካ ንልእኽቲ እስራኤል ኣኼብኡ ኣባሪሩ
Share