Source: Getty Imagesኣርእስታት ዜና፥ ዋና ኣካያዲ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቶ ተወልደ ገብረማርያም ምስ ኣካቢ ቦርድ ኣባ ዱላ ገመዳ ካብ ስርሖም ተኣልዮም። ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ዳያስፖራ ኣምሓራ ነቲ ዳያስፖራ ትግራይ ክጽድቕ ጎስጓሳት ዝገብሩሉ ዘለዉ ረቒቕ ሕጊ HR6600 ከም ዝድግፉ ኣፍሊጦም። ኤርትራ እቲ ብ1997 ዝጸደቐ ቅዋም ኣብ ተግባር ክተውዕሎ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ሓቲቱ።
ኣርእስታት ዜና፥ ዋና ኣካያዲ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቶ ተወልደ ገብረማርያም ምስ ኣካቢ ቦርድ ኣባ ዱላ ገመዳ ካብ ስርሖም ተኣልዮም። ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ዳያስፖራ ኣምሓራ ነቲ ዳያስፖራ ትግራይ ክጽድቕ ጎስጓሳት ዝገብሩሉ ዘለዉ ረቒቕ ሕጊ HR6600 ከም ዝድግፉ ኣፍሊጦም። ኤርትራ እቲ ብ1997 ዝጸደቐ ቅዋም ኣብ ተግባር ክተውዕሎ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ሓቲቱ።