SKIP TO MAIN CONTENT

ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ: ኤርትራ ኣብቲ ዞባ ትገብሮ ዘላ ሓንካሪ ግደ ደው ክተብል ሰራዊታ ክተውጽእ ሓቲቱ። (ካብ ጸብጻብ))

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ ፥ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኤርትራ ካብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ትውጻእ ዝብል ደብዳበ ናብ ሕብረት ኣፍሪቃን ኬንያን ሰዲዱ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ብወገኑ ኤርትራ ኣብቲ ዞባ ትገብሮ ዘላ ሓንካሪ ግደ ደው ክተብል ሰራዊታ ክተውጽእ ሓቲቱ። ኣብ ትግራይ ደቆም ዘየጋደሉ ወለዲ ይእሰሩ ኣለዉ ተባሂሉ። መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ እቲ ፍጻመ ከም ዝተኣረመ ገሊጹ። ኬንያ ሰራዊታ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣዋፊራ። ኣብ ኢትዮጵያ 446 ፋብሪካታት ከም ዝተዓጽዋ መንግስቲ ኣፍሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ ፥ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኤርትራ ካብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ትውጻእ ዝብል ደብዳበ ናብ ሕብረት ኣፍሪቃን ኬንያን ሰዲዱ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ብወገኑ ኤርትራ ኣብቲ ዞባ ትገብሮ ዘላ ሓንካሪ ግደ ደው ክተብል ሰራዊታ ክተውጽእ ሓቲቱ። ኣብ ትግራይ ደቆም ዘየጋደሉ ወለዲ ይእሰሩ ኣለዉ ተባሂሉ። መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ እቲ ፍጻመ ከም ዝተኣረመ ገሊጹ። ኬንያ ሰራዊታ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣዋፊራ። ኣብ ኢትዮጵያ 446 ፋብሪካታት ከም ዝተዓጽዋ መንግስቲ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now