Source: Tsegayኣርእስታት ጸብጻብ፥ #ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ብዉሑዳት ሰብን ኣብ ትሕቲ ኸቢድ ሓለዋ ተኸቢሩ። #ኣብ ኤርትራ ብ ኣባላት ሲኖዶስ ብዝተገብረ ስነስርዓት በዓል መስቀል ብማዕከናት ዜና ብቐጥታ ተመሓላሊፉ። #ምዝገባን ዕቀባን ጥንታዊያን ሓድጊታት ኤርትራ ተሳሊጡ። #ኣብ ከባቢ ጾሮና ዝነበረ ጸገም ዝስተ ማይ ተፈቲሑ።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ #ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ብዉሑዳት ሰብን ኣብ ትሕቲ ኸቢድ ሓለዋ ተኸቢሩ። #ኣብ ኤርትራ ብ ኣባላት ሲኖዶስ ብዝተገብረ ስነስርዓት በዓል መስቀል ብማዕከናት ዜና ብቐጥታ ተመሓላሊፉ። #ምዝገባን ዕቀባን ጥንታዊያን ሓድጊታት ኤርትራ ተሳሊጡ። #ኣብ ከባቢ ጾሮና ዝነበረ ጸገም ዝስተ ማይ ተፈቲሑ።