SKIP TO MAIN CONTENT

“ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሳ ሲኖዶስ ከተቕውም እያ።” ቤት ክህነት ትግራይ

Homeland News
Source: Getty Images

ዝሓለፈ ሰሙን ላዕለዋይ ቤተክህነት ንምምስራት ምድላዋት ከም ዝተገብረ ምግላጻ ይዝከር። መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ዋጋ ባጤራ ናይታ ሃገር ናይ ምንካይ ውሳኔ ዒላምኡ ከም ዘይወቕዐ ተገሊጹ። ዋጋ ብር ኢትዮጵያ ኣብዚ ክልተ ዓመት ውሽጢ ጥራሕ ብ58% ከም ዝነከየ ይግለጽ ኣሎ። ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዴቪድ ሳተርፊልድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሱ ክኸይድ መዲቡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዝሓለፈ ሰሙን ላዕለዋይ ቤተክህነት ንምምስራት ምድላዋት ከም ዝተገብረ ምግላጻ ይዝከር። መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ዋጋ ባጤራ ናይታ ሃገር ናይ ምንካይ ውሳኔ ዒላምኡ ከም ዘይወቕዐ ተገሊጹ። ዋጋ ብር ኢትዮጵያ ኣብዚ ክልተ ዓመት ውሽጢ ጥራሕ ብ58% ከም ዝነከየ ይግለጽ ኣሎ። ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዴቪድ ሳተርፊልድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሱ ክኸይድ መዲቡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now