ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ዳግማይ ዝተጸምበረትሉ ኣኼባ ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ።

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣካላት ዝተሳተፉሉ ምጥፍፋእ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ዝተፈጸመ ተገሊፁ። ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ዳግማይ ዝተጸምበረትሉ ኣኼባ ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ፕሬዚዳንት ግ/ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘትዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣስታት 110 ሚልዮን ህዝቢ ተመዛቢሎም” ክብል ኮሚሽን ስደተኛታት ሕ/ሃገራት ኣፍሊጡ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ነበርትን ሓይልታት ፀጥታን ተጋጭዮም ጉድኣት ከም ዝወረደ ተሓቢሩ።
Share