ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ 9 ጳጳሳት: መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ትግራይ 10 ኤጲስ-ቆጶሳት ሸይሞም።

ኣብ ኢትዮጵያ በስገዳድ ምስዋር፣ ጭካነን ኢ-ሰብኣዊ ተግባራትን ከምዝወሰኸ ተገሊፁ ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ደብረብርሃን ብዘይተፈለጡ ሰባት ተቐቲሉ። ኣባላት መበል 35 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ቃለ-ማሕላ ብምፍጻም ተመሪቘም። ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ 9 ጳጳሳት ሸይማ። መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ትግራይ 10 ኤጲስ-ቆጶሳት ከም ዝመረፀ ኣፍሊጡ። ኮርፖሬሽን ባቡር ኢትዮጵያን ብቱርኳዊ ኲባንያ ያፒ መርከዚን ተኸሲሱ።
Share