SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ትግራይ ዘሎ መከራ ካብቲ ብደርጊ ዝነበረ ዝኸፍአ እዩ" ብብልጽግና ዝተሾመ ሓላፊ ቢሮ ሰራሕተኛታትን ማሕበራዊ ጉዳይን ጊ/ምምሕዳር ትግራይ፣

Homeland Report
Source: Abraha Desta

"መራሒ ኢትዮጵያ ብዛዕባ እቲ ሰፍ ዘይብል ክሳራ ዘውርድ ዘሎ ሕቡእ ኩናት መልሲ ክህብ ይግባእ ፤ ሽልማት ኖበል ውን ክምንጠል ኣለዎ" ዘጋርድያን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ "ረሃብ ከም መቕጽዒ ይጥቀምሉ ኣሎ" ዝተብሃለሉ ፀብጻብ ዘኢኮኖሚስት ተቓውሞ ኣስሚዑ፣ ምስ ወደብ ዓሰብ ዘራኽብ ፅርግያ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ፣ ኤርትራ ካብ እገዳ ምምሕዳር ዶላንድ ትራምፕ ናጻ ኮይና፣ ክሲፖለቲከኛታት ጃዋር መሓመድን በቀለ ገርባን ዝርከቡዎም 24 ሰባት ካብ 10 ናብ 5 ተነክዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

"መራሒ ኢትዮጵያ ብዛዕባ እቲ ሰፍ ዘይብል ክሳራ ዘውርድ ዘሎ ሕቡእ ኩናት መልሲ ክህብ ይግባእ ፤ ሽልማት ኖበል ውን ክምንጠል ኣለዎ" ዘጋርድያን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ "ረሃብ ከም መቕጽዒ ይጥቀምሉ ኣሎ" ዝተብሃለሉ ፀብጻብ ዘኢኮኖሚስት ተቓውሞ ኣስሚዑ፣ ምስ ወደብ ዓሰብ ዘራኽብ ፅርግያ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ፣ ኤርትራ ካብ እገዳ ምምሕዳር ዶላንድ ትራምፕ ናጻ ኮይና፣ ክሲፖለቲከኛታት ጃዋር መሓመድን በቀለ ገርባን ዝርከቡዎም 24 ሰባት ካብ 10 ናብ 5 ተነክዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now