SKIP TO MAIN CONTENT

ጋዜጠኛ ቴሌቪዥን ትግራይ ምስ ዓርኩ ኣብ ጎደና ከተማ መቐለ ተቐቲሉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland Report
Source: Dawit Kebede Araya

ኣምስዩ ጀነራል ዓብደልፋተሕ አልቡርሃን መልሲ ሂቡ ኣሎ። ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ክትዋጋእ ኣይትደልን እያ። ሓንቲ ኢንች መሬት ግን ኣይትህብን ኢሉ ኣሎ። እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ ፓርላማ ሶማል ሃለዋት እቶም ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዝነበሩ ወተሃደራት ሶማል ክርከብ ንመሓመድ ፎርማጆ ሓቲቱ። ሶማል ኣብቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ውግእ ወተሃደራት ኣይሓወሰትን ክብል መንግስታ ይገልጽ እኳ እንተሎ፣ ስድራቤታት ወተሃደራት ግን ሃለዋት መቕርቦም ክንገሮም ይሓቱ ዮም ዘለዉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንብኩናት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዓዲለዮ ዝብሎ ረድኤት ብሰብመዚ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘመነ ኢህወዴግ (ተዓዲሎም)

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣምስዩ ጀነራል ዓብደልፋተሕ አልቡርሃን መልሲ ሂቡ ኣሎ። ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ክትዋጋእ ኣይትደልን እያ። ሓንቲ ኢንች መሬት ግን ኣይትህብን ኢሉ ኣሎ። እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ ፓርላማ ሶማል ሃለዋት እቶም ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዝነበሩ ወተሃደራት ሶማል ክርከብ ንመሓመድ ፎርማጆ ሓቲቱ። ሶማል ኣብቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ውግእ ወተሃደራት ኣይሓወሰትን ክብል መንግስታ ይገልጽ እኳ እንተሎ፣ ስድራቤታት ወተሃደራት ግን ሃለዋት መቕርቦም ክንገሮም ይሓቱ ዮም ዘለዉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንብኩናት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዓዲለዮ ዝብሎ ረድኤት ብሰብመዚ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘመነ ኢህወዴግ (ተዓዲሎም)

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now