ወሪዱ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ቁጠባዊ ዕንወትን ብምዝርዛር፡ "ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ክሳብ ዝምለስ" ቃልሲ ክሕይል ዉድባት ትግራይ ጸዊዖም። ካብ ጸብጻባት)

Ethiopian refugees who fled fighting in Tigray province are pictured at the Um Rakuba camp in Sudan's eastern Gedaref province, Source: Getty Images
መግለጺ ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ፣ ኩነታት ሰብኣዊ ሓገዝን ስደተኛታትን ኣብ ትግራይ ብዓይኒ ሰብመዚ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ምሕሳም መግቢ እሱራት ፖለቲከኛታት ኦሮሞ፣ ኣብ ሞንጎ ዓፋርን ክልል ሶሚሊን ብዝነበረ ውግእ 30 ኣባላት ሰራዊት ፌደራል ፖሊስ ከም ዝተቐትሉ ዝብሉን ካልኦትን ፀብጻባት
Share