SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኤርትራ: ኣስገዳድ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ንሃገራዊ ኣገልግሎት ክምርመር ኣብ ሕ/ኣፍሪቃ ከም ዘመልከተ ሂዩዉማን ራይትስ ዎች ኣፍሊጡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኩናት ትግራይ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ሰባት ከይሞቱ ከም ዘይተርፉ ሓደ መጽናዕቲ ሓቢሩ። ንትግራይ ዝኸውን 95 ሜትሪክ ቶን መድሓኒናት ተዳልዩ መገዲ ተዓጽዩዎ ይጽበ ከም ዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ስም ህወሓት ካብ መዝገብ ግብረ-ራዕዲ ክእለ ክለዓል ዓረና ትግራይ ንዴምክራስን ሉኣላውነትን ፀዊዑ። እስራኤል ካብ ኢትዮጵያ ንበዓል ትንሳኤ ዘኽብሩ ገያሾ ከይመጹዋ ከልኪላ። ብሰንኪ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ጋምቤላን ደቡብ ሱዳንን ብዝተወለዐ ግጭት፣ ልዕሊ 9,500 ኢትዮጵያዊያን ከምዝተፈናቀሉ ተገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኩናት ትግራይ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ሰባት ከይሞቱ ከም ዘይተርፉ ሓደ መጽናዕቲ ሓቢሩ። ንትግራይ ዝኸውን 95 ሜትሪክ ቶን መድሓኒናት ተዳልዩ መገዲ ተዓጽዩዎ ይጽበ ከም ዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ስም ህወሓት ካብ መዝገብ ግብረ-ራዕዲ ክእለ ክለዓል ዓረና ትግራይ ንዴምክራስን ሉኣላውነትን ፀዊዑ። እስራኤል ካብ ኢትዮጵያ ንበዓል ትንሳኤ ዘኽብሩ ገያሾ ከይመጹዋ ከልኪላ። ብሰንኪ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ጋምቤላን ደቡብ ሱዳንን ብዝተወለዐ ግጭት፣ ልዕሊ 9,500 ኢትዮጵያዊያን ከምዝተፈናቀሉ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now