SKIP TO MAIN CONTENT

ኲናት ሓይልታት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ይቕጽል፡ ሓንቲ ነፋሪት ምውዳቓ ተገሊጹ።

Homeland Report
Source: EBC

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዘበረ ገዱ ኣንዳርጋቸው ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ።፡ ኣብ ክንድኡ ኣቶ ደመቀ መኮንን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኮይኑ። ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኮይኑ ተሸይሙ። ናይ ክልል ኣምሓራ ፕረሲደንት ዝነበረ ተመስገን ጥሩነህ ዋና ዳይረክተር ሃገራዊ ድሕነት ከምዝኾነ ካብ ኢትዮጵያ ዝተረኽበ ሓበሬታ ገሊጹ። ካልእ ዝተሾሙን ዝወረዱን ሰበ ስልጣናት ከምዘለዉ'ውን ተፈሊጡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዘበረ ገዱ ኣንዳርጋቸው ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ።፡ ኣብ ክንድኡ ኣቶ ደመቀ መኮንን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኮይኑ። ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኮይኑ ተሸይሙ። ናይ ክልል ኣምሓራ ፕረሲደንት ዝነበረ ተመስገን ጥሩነህ ዋና ዳይረክተር ሃገራዊ ድሕነት ከምዝኾነ ካብ ኢትዮጵያ ዝተረኽበ ሓበሬታ ገሊጹ። ካልእ ዝተሾሙን ዝወረዱን ሰበ ስልጣናት ከምዘለዉ'ውን ተፈሊጡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now