ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዎ፡ መራሕቲ ጎረባብቲ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘሎ ጸገም ጸጥታ ንምፍታሕ ግብጺ ኣትዮም። ኣብ ትግራይ ካብቲ ናይ ኢትዮጵያ ዝተፈለየ መረፃ ኤጵስ ቆጶሳት መንበረ ሰላማ ካሳቴብርሃን ክካየድ ምዃኑ ተገሊጹ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣቦ ዘቕረቦ ዓመታዊ ገምጋም ኣብታ ሃገር ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ዘይምርግጋእን ከም ዝቐጸለ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ጥንታዊት ከተማ ሃረር ኣባል ዓለምለኻዊ ሓድግታት ኮይና። ሓደ እስራኤላዊ ኣብ ጎንደር ተጨውዩ። ፕረዚደንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለዎ ዑደት ብኬንያ ጀሚሮም።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends