SKIP TO MAIN CONTENT

"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፣ መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ: ኣብ 130 ዓመታት፤ በቢ 30 ዓመቱ -ዝተኸስተ ዑደት ኩናት፣ ንሓዋሩን ከብቅዕ ይሰርሕ ከም ዘሎ ገሊጹ። ኤርትራ ዘይተረኽበትሉ ኣኼባ ቻይና ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ 'ሰላምን ፀጥታን' ንምውሓስ ዝርርብ ከም ዝተኻየደሉ ተሓቢሩ። ትግራይ ምስ ዓለም ከይትራኸብ ዝተገብረ ዕጽዋ ክለዓል ሕብረት ኣውሮጳ ሓቲቱ። ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ካብ መዝነት ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ ከም ዝተኣልየ ተገሊጹ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፣ መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ: ኣብ 130 ዓመታት፤ በቢ 30 ዓመቱ -ዝተኸስተ ዑደት ኩናት፣ ንሓዋሩን ከብቅዕ ይሰርሕ ከም ዘሎ ገሊጹ። ኤርትራ ዘይተረኽበትሉ ኣኼባ ቻይና ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ 'ሰላምን ፀጥታን' ንምውሓስ ዝርርብ ከም ዝተኻየደሉ ተሓቢሩ። ትግራይ ምስ ዓለም ከይትራኸብ ዝተገብረ ዕጽዋ ክለዓል ሕብረት ኣውሮጳ ሓቲቱ። ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ካብ መዝነት ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ ከም ዝተኣልየ ተገሊጹ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now