SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስታት ትግራይን ኣምሓራን በብወገኖም ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝምልከት ከም ዘይዋገዩ ይገልጹ ኣለዉ። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ ፦ ኣብ ኤርትራ፣ መደበር ጥዕና ሓሊብመንተል፡ ኣብ ክትትል ቅድመ-ሕርሲ ዝምስገን ኣበርክቶ ትገብር ኣላ ተባሂሉ። ቤት ምኽሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓዳሽ ንኮሚሽን ምፅራይ ገበናት ኲናት ትግራይ ሓዳስ መራሒት ሰይሙ። ዋጋ ገንዘብ ኢትዮጵያ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ብዶላር ብ26% ከም ዝሓሰረ ተገሊጹ። ኢትዮጵያውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ንወደብ በርበራ ክግልገሉሉ ከም ዝተጸገሙ ገሊጾም። ኤርትራ ንዜጋታት ሓገዝ ከይረኽቡ ብምክልኻል ተወቒሳ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ ፦ ኣብ ኤርትራ፣ መደበር ጥዕና ሓሊብመንተል፡ ኣብ ክትትል ቅድመ-ሕርሲ ዝምስገን ኣበርክቶ ትገብር ኣላ ተባሂሉ። ቤት ምኽሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓዳሽ ንኮሚሽን ምፅራይ ገበናት ኲናት ትግራይ ሓዳስ መራሒት ሰይሙ። ዋጋ ገንዘብ ኢትዮጵያ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ብዶላር ብ26% ከም ዝሓሰረ ተገሊጹ። ኢትዮጵያውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ንወደብ በርበራ ክግልገሉሉ ከም ዝተጸገሙ ገሊጾም። ኤርትራ ንዜጋታት ሓገዝ ከይረኽቡ ብምክልኻል ተወቒሳ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now