Source: Getty Imagesኣርእስታት፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ኣዘዝቲ ዝርከቢዎም 9 ሓይልታት ፀጥታ ተቐቲሎም። ብተመሳሳሊ ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ሓላፊ መንገድን ትራንስፖርትን ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰብ መንግስቲ ብዕጡቓት ተቐቲሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ጥሜት ዘንጸላለዎም ዜጋታት ቁጽሮም ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ። መንግስቲ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ምስ ሽሞም ዘይተነጸረ ዕጡቓት ስልጣን ክካፈል ከም ዝተስማመዐ ሓቢሩኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዝሓዘቶ መርገጺ ኣትሪራ ከም ትቕጽሎ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኣሜሪካ ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ተዛሪበን ።
ኣርእስታት፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ኣዘዝቲ ዝርከቢዎም 9 ሓይልታት ፀጥታ ተቐቲሎም። ብተመሳሳሊ ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ሓላፊ መንገድን ትራንስፖርትን ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰብ መንግስቲ ብዕጡቓት ተቐቲሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ጥሜት ዘንጸላለዎም ዜጋታት ቁጽሮም ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ። መንግስቲ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ምስ ሽሞም ዘይተነጸረ ዕጡቓት ስልጣን ክካፈል ከም ዝተስማመዐ ሓቢሩኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዝሓዘቶ መርገጺ ኣትሪራ ከም ትቕጽሎ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኣሜሪካ ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ተዛሪበን ።