Credit: Timon Reinhard/Unsplashውዕሊ ፕሪቶርያ ንምትግባር መላእ ዓቕሚ ህዝቢ ክንጥቀም ኢና ክብል ፕሬዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀ/ ታደሰ ወረደ ገሊጹ። ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ ድማ ፣ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ናይ ፖለቲካ ኣፈላላያት ብሰላማዊ መንገዲ ክፍትሑ ውሕስ ሰላም ክህሉን ብሄራዊ ዕርቂ ክፍጠርን ሓቲቱ። ኢትዮጵያ፡ ' ንሕቶ መሰል ኣፍደገ ባሕሪ ተካይዶ ጻዕሪ ብዘለዎ ረስኒ' ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጣ። 24 ግንቦት - መበል 34 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ “መስመርና ድርዕና” ብዝብል ቴማ ከም ዝኽበር ተገሊጹ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ውዕሊ ፕሪቶርያ ንምትግባር መላእ ዓቕሚ ህዝቢ ክንጥቀም ኢና ክብል ፕሬዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀ/ ታደሰ ወረደ ገሊጹ። ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ ድማ ፣ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ናይ ፖለቲካ ኣፈላላያት ብሰላማዊ መንገዲ ክፍትሑ ውሕስ ሰላም ክህሉን ብሄራዊ ዕርቂ ክፍጠርን ሓቲቱ። ኢትዮጵያ፡ ' ንሕቶ መሰል ኣፍደገ ባሕሪ ተካይዶ ጻዕሪ ብዘለዎ ረስኒ' ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጣ። 24 ግንቦት - መበል 34 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ “መስመርና ድርዕና” ብዝብል ቴማ ከም ዝኽበር ተገሊጹ።