Source: Abdela Hamdokኣርእስታት፥ ኤርትራ ሕማም ኮሮና ባይረስ ንምክልኻል መገሻ ክውንዘፍ ጠሊባ : ኣብ ዜጋታት 5 ሃገራት ዘድሃበ መስርሕ ምውሻብ ትውድብ። ኢትዮጵያን ኤርትራን ቀዳማይ ሚንስትር ሱዳን ንምቕንጻል ዘቕንዐ ፈተነ ቅትለት ኮኒነን። ህወሓት ናብ ሰልፊ ብልጽግና ብዘይምጽባሩ ክልተ ሚንስተራት ካብ መዝነተን ዝተኣለያሉ ካቢነ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ብሓደስቲ ይትካእ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብያተ እምነት ብሓዊ ምንዳድ ሕጁ’ውን ይቕጽል። መንግስቲ ኢትዮጵያ ብፖለቲካዊ ኣረኣእያኦም ዝኣሰሮም ተጋሩ ክፈትሕ; ወፍሪ ሓርነት ይሓትት።
ኣርእስታት፥ ኤርትራ ሕማም ኮሮና ባይረስ ንምክልኻል መገሻ ክውንዘፍ ጠሊባ : ኣብ ዜጋታት 5 ሃገራት ዘድሃበ መስርሕ ምውሻብ ትውድብ። ኢትዮጵያን ኤርትራን ቀዳማይ ሚንስትር ሱዳን ንምቕንጻል ዘቕንዐ ፈተነ ቅትለት ኮኒነን። ህወሓት ናብ ሰልፊ ብልጽግና ብዘይምጽባሩ ክልተ ሚንስተራት ካብ መዝነተን ዝተኣለያሉ ካቢነ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ብሓደስቲ ይትካእ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብያተ እምነት ብሓዊ ምንዳድ ሕጁ’ውን ይቕጽል። መንግስቲ ኢትዮጵያ ብፖለቲካዊ ኣረኣእያኦም ዝኣሰሮም ተጋሩ ክፈትሕ; ወፍሪ ሓርነት ይሓትት።