SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ፌደራል ንዕጽዋ ትግራይ እንዘይከፊቱ ዝኸፍአ ኣዕናዊ ኲናት ከም ዝህሉ ኢንተርናሽናል ክራስስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኣምጻእቲ ኣቑሑት ዋጋ ውሕስነት ኮንተይነራት ብሸውዓተ ዕጽፊ ምውሳኹ ተቓውሞ ኣስዒቡ። ቻይና ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ትካላት ንግዲ ኢትዮጵያ ማዕቀብ ኣንቢራ። ኣብ ቤት ማእሰር ዝርከብን ኣቶ በረከት ስምኦን ምግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ የካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ፡፡ መንግስቲ ፌደራል ንዕጽዋ ትግራይ እንዘይከፊቱ ዝኸፍአ ኣዕናዊ ኲናት ከም ዝህሉ ኢንተርናሽናል ክራስስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኣምጻእቲ ኣቑሑት ዋጋ ውሕስነት ኮንተይነራት ብሸውዓተ ዕጽፊ ምውሳኹ ተቓውሞ ኣስዒቡ። ቻይና ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ትካላት ንግዲ ኢትዮጵያ ማዕቀብ ኣንቢራ። ኣብ ቤት ማእሰር ዝርከብን ኣቶ በረከት ስምኦን ምግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ የካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ፡፡ መንግስቲ ፌደራል ንዕጽዋ ትግራይ እንዘይከፊቱ ዝኸፍአ ኣዕናዊ ኲናት ከም ዝህሉ ኢንተርናሽናል ክራስስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now