Source: Getty Imagesሓጸርቲ ጸብጻብ፥ ቱርኪ ኩናት ትግራይ ብዝርርብ ክውዳእ ትሓትት ፤ ብዙሓት ሃገራት ከኣ ካብ ኢትዮጵያ ዜጋታተን ክወጹ ይጽውዓ ኣለዋ። ሰራዊት ትግራይ ኣካል ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝኾነ ምድምሳስ ዕዚ ምዕራብ ሓዊሱ ብሰለስተ ግንባራት ዓወት ከም ዝሓፈሰ ገሊጹ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ንሰራዊት ኢትዮጵያ ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ ፤ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ብወገኑ ነቲ ኩናት ብዝርርብ ንምፍታሕ ዝግበር ጻዕሪ ተቓዊሙ።። ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።
ሓጸርቲ ጸብጻብ፥ ቱርኪ ኩናት ትግራይ ብዝርርብ ክውዳእ ትሓትት ፤ ብዙሓት ሃገራት ከኣ ካብ ኢትዮጵያ ዜጋታተን ክወጹ ይጽውዓ ኣለዋ። ሰራዊት ትግራይ ኣካል ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝኾነ ምድምሳስ ዕዚ ምዕራብ ሓዊሱ ብሰለስተ ግንባራት ዓወት ከም ዝሓፈሰ ገሊጹ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ንሰራዊት ኢትዮጵያ ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ ፤ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ብወገኑ ነቲ ኩናት ብዝርርብ ንምፍታሕ ዝግበር ጻዕሪ ተቓዊሙ።። ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።