ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ *ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮጳ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ቅልውላውን ወጥሪ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ክዕዘብ ናብቲ ከባቢ ከምርሕ እዩ። *"ሱዳን ሰራዊታ ናብቲ ዝነሮ መሊሳ ክንዘራረብ ይግባእ " ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ " ኢትዮጵያ ዝገበተቶ መሬት ኣለኒ። ገና ከምልሶ'የ" ሚንስትሪ ምክልኻል ሱዳን *ሶማል ብኬንያ ዝድገፉ ዕጡቓት ጕጅለታት መጥቃዕቲ ከፊቶምለይ ብምባል ንኬንያ ትኸስስ
Share






