Source: Addis Ababaካልኦት ኣርእስታት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መሰል ዕቑባ ስደተኛታት ዝገበሮ ለውጢ መሰል ውሕስነት ህጻናት ኤርትራ ዝገፍፍ እዩ ክብል ሂዩውማን ራይትስ ዎች ነቒፉዎ። ኣብ ኤርትራ : ኣዋጅ ኣብ ገዛ ምውዓል ንዘይነጸረ እዋን ተናዊሑ። ኣብ ትግራይ ካብ መወሸቢ ቦታ ክሃድም ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ብ6 ኣዋርሕ ማእሰርቲ ተቐጺዑ።
ካልኦት ኣርእስታት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መሰል ዕቑባ ስደተኛታት ዝገበሮ ለውጢ መሰል ውሕስነት ህጻናት ኤርትራ ዝገፍፍ እዩ ክብል ሂዩውማን ራይትስ ዎች ነቒፉዎ። ኣብ ኤርትራ : ኣዋጅ ኣብ ገዛ ምውዓል ንዘይነጸረ እዋን ተናዊሑ። ኣብ ትግራይ ካብ መወሸቢ ቦታ ክሃድም ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ብ6 ኣዋርሕ ማእሰርቲ ተቐጺዑ።