SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ።

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣምሳደራት ኤርትራ ኣብ ሱዳንን ደቡብን ሱዳንን ምስ መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ምይይጥ ኣካይዶም። 1.5 ሚልዮን ብሰንኪ ኲናት ትግራይ ተመዛቢሎም ዝነበሩ ሰባት ናብ ቦትኦም ከም ዝተመልሱ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኢሰመኮ ሓዱሽ ቪድዮ ጃምላዊ ቅትለት ብሓይልታት ፀጥታ መንግስቲ ከምዝተፈጸመ ከሲሱ። 1.9 ቢልዮን ዶላር ካብ ባንክታት ኢትዮጵያ ከም ዝተጉሓለ ተሓቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣምሳደራት ኤርትራ ኣብ ሱዳንን ደቡብን ሱዳንን ምስ መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ምይይጥ ኣካይዶም። 1.5 ሚልዮን ብሰንኪ ኲናት ትግራይ ተመዛቢሎም ዝነበሩ ሰባት ናብ ቦትኦም ከም ዝተመልሱ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኢሰመኮ ሓዱሽ ቪድዮ ጃምላዊ ቅትለት ብሓይልታት ፀጥታ መንግስቲ ከምዝተፈጸመ ከሲሱ። 1.9 ቢልዮን ዶላር ካብ ባንክታት ኢትዮጵያ ከም ዝተጉሓለ ተሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now