SKIP TO MAIN CONTENT

ሓደ ካብ ቅድመ ኩነት ‘ህዝቢ ትግራይ መሰል ርእሰ ውሳነ ክሳብ ዘካይድ፤’ ሓይልታቶም ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝሓዙዎ ቦታ ከም ዘይለቁ ጀ/ጻድቃን ገ/ትንሳኤ ተዛሪቡ።

Homeland News
Source: TMH

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ናብ ትግራይ ዘእትዉ መገድታት ክሳብ ዝኽፈቱ፣ ብመንግስቲ ትግራይ ዝተቐመጠ ቅድመኩነት ክሳብ ዝፍጸምን ህዝቢ ትግራይ መሰል ርእሰ ውሳነ ክሳብ ዘካይድን ፤ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝሓዙዎ ቦታ ከም ዘይለቁ ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ ተዛሪቡ። ኣሜሪካን ሱዳን ብሓንሳብ ኣብ ዘሳልጥኦም ውራያት ዕውት ዕዮ ከም ዘሳለጠት ሓላፊት ዓለምለኻዊ ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ ሳማንታ ፓወር ገሊጻ። ሱዳን ንተጋሩ ስደተኛታት ተቐቢላ ንትብሮ ዘላ ምግያሽ ዘመስገነት እታ ሓላፊት ፤ ሰብኣዊ ረድኤት ብዘይገደብ ክኣቱ ጸቕጢ ንምግባር ምስ ሰብ መዚ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክትራኸብ መደብ ከም ዘለዋ እውን ተገሊጹ ኣሎ። ሓዱሽ ሓላፊ ሰብኣዊ ረድኤት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ማርቲን ግሪፊትስ ኣብ ትግራይ ዘሎ በሰላ ኩናት 9 ወርሒ ንምዕዛብ መቐለ ኣትዩ። ኣብ ሞንጎ ክልላት ዓፋርን ሶማሊን ዝተወለዐ ጎንጺ ናብ ጁቡቲ ከም ዝለሓመ ተሰሚዑ። ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now