Source: SBSኣብ ሱዳን፣ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘላቒ ሰላም ክሰፍንን ዘተ ክጅምርን ኣብ ካርቱም ዝተመስረተ ዞባዊ ኪዳን ጻውዒት ኣቕሪቡ። ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ኤውሮ-እስያ ተሳቲፉ። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት ነዳዲ ትካላት ጥዕና ከምኡ’ውን ኣምቡላንሳት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ስርሖም ከምዘቋረጹ ተሰሚዑ። ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ዝነበረ ሓርፋፍ ዝምድናአ ዳግም-ከተሐድስን ትንቀሳቐስ ከም ዘላ ተገሊጹ። ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ኣብ ልዕሊ ቤት ማእሰርቲ ብዝተኸፍተ መጥቃዕቲ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሰሚዑ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ሱዳን፣ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘላቒ ሰላም ክሰፍንን ዘተ ክጅምርን ኣብ ካርቱም ዝተመስረተ ዞባዊ ኪዳን ጻውዒት ኣቕሪቡ። ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ኤውሮ-እስያ ተሳቲፉ። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት ነዳዲ ትካላት ጥዕና ከምኡ’ውን ኣምቡላንሳት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ስርሖም ከምዘቋረጹ ተሰሚዑ። ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ዝነበረ ሓርፋፍ ዝምድናአ ዳግም-ከተሐድስን ትንቀሳቐስ ከም ዘላ ተገሊጹ። ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ኣብ ልዕሊ ቤት ማእሰርቲ ብዝተኸፍተ መጥቃዕቲ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሰሚዑ።
Check out our podcast collection here