SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኤርትራ ከባቢ ሕምብርቲ ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ ብልዕሊ 14 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸ ፕሮጀክት መስኖ ተመሪቑ። (ካብ ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብሰብ ስራሕን ብተፈጥሮኣዊ ሓደጋን ተጸበይቲ ረድኤት ዝኾኑ ሰባት ኣስታት 22 ሚልዮን ከም ዝበጸሐ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ውግእ ምስ ትግራይ ከም ዝቕጽል ገሊጹ። ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበረቶ ማዕቀብ መሸጣ ኣጽዋር ብመሸጣ ድሮናት ቱርኪ ይጠሓስ ኣሎ ክትብል ከሲሳ። ብካልእ ወገን: "ቅድመ መጠንቀቕታ ዘይብሉ ምንቁልቋል ውሕስነት ፀጥታ" ብምስጋእ ዜጋታቱ ካብ ኢትዮጵያ ብህጹጽ ክወጹ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ዳግማይ ጸዊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣላማጣ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ድሮንን ነፈርትን ብውሑዱ 42 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ልዕሊ 150 ሰባት ከም ዝቖሰሉ ተሓቢሩ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብሰብ ስራሕን ብተፈጥሮኣዊ ሓደጋን ተጸበይቲ ረድኤት ዝኾኑ ሰባት ኣስታት 22 ሚልዮን ከም ዝበጸሐ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ውግእ ምስ ትግራይ ከም ዝቕጽል ገሊጹ። ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበረቶ ማዕቀብ መሸጣ ኣጽዋር ብመሸጣ ድሮናት ቱርኪ ይጠሓስ ኣሎ ክትብል ከሲሳ። ብካልእ ወገን: "ቅድመ መጠንቀቕታ ዘይብሉ ምንቁልቋል ውሕስነት ፀጥታ" ብምስጋእ ዜጋታቱ ካብ ኢትዮጵያ ብህጹጽ ክወጹ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ዳግማይ ጸዊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣላማጣ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ድሮንን ነፈርትን ብውሑዱ 42 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ልዕሊ 150 ሰባት ከም ዝቖሰሉ ተሓቢሩ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now