Credit: Timon Reinhard/Unsplashልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታት ፡ ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ኣህጉር ጎንጽታት ክዓርፍ ጸዊዑ። ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፃ። ኣብ ስምምዕ ፕሪቶርያ ቀዳምነት ናይ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት እጃም ተመዛበልቲ ናብ ገዝኦም ምምላስ ክኸውን ናብ ትግራይ ዝበጽሑ ዲፕሎማሰኛታት ጸዊዖም። ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ነፍስ-ወከፍ ስድራ ንህወሓት መጠናኸሪ፣ ብዝብል 200 ብር ንኸዋፅኡ ይግደዱ ከምዘለዉ ተመዛበልቲ ገሊፆም።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታት ፡ ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ኣህጉር ጎንጽታት ክዓርፍ ጸዊዑ። ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፃ። ኣብ ስምምዕ ፕሪቶርያ ቀዳምነት ናይ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት እጃም ተመዛበልቲ ናብ ገዝኦም ምምላስ ክኸውን ናብ ትግራይ ዝበጽሑ ዲፕሎማሰኛታት ጸዊዖም። ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ነፍስ-ወከፍ ስድራ ንህወሓት መጠናኸሪ፣ ብዝብል 200 ብር ንኸዋፅኡ ይግደዱ ከምዘለዉ ተመዛበልቲ ገሊፆም።